Month: January 2013

(Updated 2) Breaking News: (Radio Erena) Reports of Unrest in Small African Nation Eritrea

ኣብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ንፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኤልሳ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከምእትርከቦም'ውን ተረጋጊጹ ኣሎ። ንጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ ድማ ብሓይሊ ብረት ...